|
Written by emdhr
|
|
Saturday, 23 October 2010 18:28 |
|
ደቅ ሰባት ብማሕበር ወይ ውድብ ክጥርነፋ ካብ ዝገብሩ ረቛሒታት ነንብሕቶም ከዕውተዎ ዘይክእሉ ዕላማን ሸቶን ብሓደን ተጠርኒፎምን ዘለዎም ዓቕምታት ኣኪቦም ንኸድምዑ እዩ። ነዚ ንምዕዋት ድማ ዝኾነ ማሕበራዊ ምትእኽኻብ ራእይ ሸቶን ተልእኾን ተሊሙ ዕማሙ ይጅምር። እዚ ጥራይ ግን ኣይኮነን፡ ነዚ ራእይ ዕላማን ተልእኾን ንምዕዋት ዘድልዩ ስትራተጅታት መደባት ግብራዊ ስራሕ ይሕንጽጽን ኣብ መወዳእታ ድማ ገምጋምን ቁጽጽርን ክገብር ግድነት ይኸውን። |
|
Last Updated on Saturday, 23 October 2010 18:35 |
|
Read more...
|
|
|
Written by arkobkobay
|
|
Friday, 17 September 2010 19:13 |
እዚ ኣብዚ እዋን ዘሎ ናይ ኤርትራ ፖለቲካዊ ባይታ፡ ብስስዐን ጸቢብን ፈላላይን ቅርሕንትታት ዝተለበደ እዩ። እዚ ስለዝኾነ ድማ ናይ ገለ ሓይልታት ህላውነት ዘረጋግጽ ኣብ ውሽጢ ህዝብናን እንተላይ ፖለቲካውያን ሲቪካውያንን ማሕበራት ከይተረፈ ጽልእን ቅርሕንትን ብምዝራእ ጥራይ እዩ። ነዚ ተለበዱ ዘሎ ፖለቲካዊ ባይታ ንኹሎም ሓይልታት ናብ ሓደ ማኣዲ ብምምጻእን ነቲ ሓያልን ሓቐኛ ደላይ ለውጢ ከነሐይል ክንሰርሕ ክንሓንከሉን ክንሃድመሉን ዘይብልና ጉዳይ እዩ። እቲ ዝጽበየና ዘሎ መንገዲን ነዊሕን ጉዕዞ ዝሓትት እዩ፡ ኣብ መወዳእታ ግና እቶም ሰብ ብቕኑዕ ሕልናን መብጽዓን ክዕወቱ ምዃኖም ዘጠራጥር ኣይኮነን። |
|
Last Updated on Friday, 17 September 2010 19:21 |
|
Read more...
|
|
Written by Staff
|
|
Saturday, 02 January 2010 15:19 |
|
ካብ 29 ክሳብ 31 ታሕሳስ 2009 ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቕስ፣ ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራን ኣብ ሃገረ ጀርመን፡ ከተማ ፍርንክፈርት ዕውት ናይ ሓድነት ወይ ምጽንባራዊ ዋዕላ ኣካይዶም ኣለው። እዚ ሲዑቡ ዝቀርብ፡ ነዚ ዝምልከት ሓጺር ጸብጻብ እዩ።
|
|
Last Updated on Saturday, 02 January 2010 15:27 |
|
Read more...
|
|
|
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 Next > End >>
|
|
Page 1 of 53 |